Jul 21/2024 መግለጺ ብ ቋንቋ ትግርኛ ዘሎ ስምዒታት ኣብ ኒስ

Published 2024-07-21

All Comments (21)
  • @selamteamr5697
    እንቆዕ ሓጎስርና ደቂ ሪመይ እንቆዕ ብሰላም ዛዘመ ዕድመን ጥዕናን ❤❤❤❤❤❤❤
  • @user-bn8wb7er2f
    መርሓባ ጥዑም ድምጹ እንኳዕ ሓጎሰና ደቂዛ ሓላል መሬት ኤርትራና ኩሉጊዜ ንቅድሚት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
  • @user-fx1ch5uz1k
    መርሓባ ጅግና ወዲ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ ቅያ ስጡም መስርዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏
  • @asmeretgurja9696
    ፍልፍል ትቪ ጻማካ ረኽባ ብአፍ ዘይኮነስ ብተግባር ምስጋንካ ቃላት ይሐጽረኒ ጎይታ ንባብ ጎይታ ናይ አዕፍ ስማይ ዝጥዕም ድምጽኻዕድመ ይሃብኻ ኽቡርወደይ ዋርሳይ ናይ መን ኽትወርስ ጃጋኑ አያታትካ ማይ ዝቁለቦም ቱጋደልቲ ኤርትራውያን አገኒዑ መራሕትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇩🇪✝️❤️❤️❤️🇩🇪❤️☪️☪️☪️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
  • እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ተመሊስና ንገዛና 🎉🎉🎉ታሪኽ ተሰሪሑ ኣብ ልዕሊ ታሪኽ ሒዝካ ገዛኻ 🎉🎉🎉🎉🎉እዚ እዩ ፍረ ጻማ ኤርትራዊ በዓል ታሪኽ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
  • @edenasfaw9409
    History made by an Eritrean… this is just the beginning…congrats Bini our brother.. We are happy all is done with your wellbeing intact. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🎊🎊🎊🔥🔥🔥🔥🎉🎉👏🏽👏🏽👏🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
  • @dana.j9062
    Always and forever proud and privileged to be an Eritrean!!✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
  • @senaitabraha5603
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ELLLLLL BELI HAGARAY. THANK YOU BINI HABENAND KURAT ERITREA AND AFRICA. 🇪🇷 💖 😘 ❤️ 💙 💓 🇪🇷 💖 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
  • @taz3739
    አጀሚ ንዘፈጸመካ ቢኒ ፈጣሪ ምስገመና ይኹኖ ቢኒ ጅግና ወዲ ኤረ ❤❤️🇪🇷😂🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷❤❤
  • @Miryam-s8o
    ዕልልልልልልልልልልልል ቢኒ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
  • @sirakkidane8081
    Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Biniam Grmay Congratulations Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖
  • @danieluk3151
    አንቋዕ ሓጎሰና አንቋዕ ሓጎሶ ን ቢኒያም ጂግና ዕድመ ማትሶላ ይህብካ ኣንታ መኩርዒ ሃገሩን ኣህጉሩን ዓለምን ወዲ ኤረይ ጂግና ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
  • @schumayhaile6827
    CONGRA WE ARE ERITREANS. BINI IS THE KING OF THE WORLD. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤❤🌺🌺🌺
  • @haderakelati1160
    ተመስገን ነዚ ዓወት ዘብቃዕካና ቅ ኢግዚኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት እዚ ኹሉ ዓወት ንስኻ ኢድካ ስለዘምበርካሉ እዩ ሞ ንሑቡን ኤርትራዊ ብንያም ግርማይ ስለ ዝሓለኻዮን ብሰላም ሓሊኻ ኣብ ዝለዓለ ዓወት ስለ ዝብጻሕካዮን ነመስግነካ። ንሕና ኤርትራውያን ዳግማይ ናጽነትና ኣብ ቅድሚ ዓለም ታጋሂዳ በሪኻ ኣብ መላእ ዓለም ዳግም ተፈሊጣና ወጺኣና ኢና ሞ ኦ ጎይታ ነመስግነካ ተመስገን ጎይታየ ስለ ኩሉ ግብርኻ ተመስገን ተሓበን ኤርትራዊ ወሎዶ ኣመስግኑ ነመስግኖ ንኢግዚኣቢሄር ተፈጸመ። ❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤!!!
  • ቢኒ ቢንያም፡ዓንተር እንኳዕ ኣሐጎሰካ ሐጎሰና ኤሪትራ ሰይሰይ
  • Congratulations to Bini, Eritrean 🇪🇷 and all Africans ❤
  • @user-hu5yl8hx7v
    Temesgen fetari amlak entay yseano congura bini jigna all eritrae 🇪🇷🇪🇷🙏❤
  • @letinagimie539
    Yohana Deqi halal mereyt woooow Viva ERITREA 🇪🇷 ♥️
  • @Ead77
    💪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟💪 viva Bini, may God bless and protect you in every step you take in life🙏 Biniam's patience and strength traces it's root on Eritrean struggle and experience 🙏